ሳንዱቅ ጨዋታ : ዒፍ   3 10

 
ifስራሕelseኣንፈት90°ሓሰኻ የብሉን።
እንኳዕ ደስ በለካ!

  
እዚ ደረጃ ብጣዕሚ ከቢድ እዩ። ናብ ቀፃሊ ደረጃ ዶ ክትዘልል ትደሊ? ድሓር ተመሊስካ ክትመፅእ ትክእል ኢኻ።
እታ ዒፍ ነቲ ሓሰኻ ንክትሕዞን ናብ ሰፈራ ንክተዕርፎን፤ ኣንፈት ኩርናዕ ቀይር
ነዚ ሳንንዱቅ ሓሰኻ እንተሒዝካ ናብ ሓደ ኣንፈት፣ ሓሰኻ እንተዘይሒዝካ ናብ ካልእ ኣንፈት ንምኻድ ተጠቀመሉ።
x ሕዚ ዘለኻሉ ኣግድም ቦታኻ እዩ። ነዚ ሳንዱቅ፣ x ካብ ቁፅሪ ዝንኣሰ እንተኾይኑ ናብ ሓደ ኣንፈት ንምኻድ፣ እንተዘይኮይኑ ናብ ካልእ ኣንፈት ንምኻድ ተጠቀመሉ።
'እንድሕር' ዝብል ሳንዱቅ ንምምሕያሽ ነቲ ምልክት ጠውቅ።
እዚ ደረጃ እዚ ክልቲኦም 'እንተዘይኮይኑ እንድሕር' ን 'እንተዘይኮይኑ' ን ዝብሉ ሳናዱቅ ይደሊ።
'ን' ዝብል ሳንዱቅ ሓቂ ዝኾን ክልቲኦም እታወታት ሓቂ እንተኾይኖም ጥራሕ እዩ።
ናብ 'እንድሕር' ሳንዱቅ 'እንተዘይኮይኑ' ዝብል ሳንዱቅ ጉተት።