እዚ ደረጃ ብጣዕሚ ከቢድ እዩ። ናብ ቀፃሊ ደረጃ ዶ ክትዘልል ትደሊ? ድሓር ተመሊስካ ክትመፅእ ትክእል ኢኻ።
እቲ ብድሕሪት (ብክግራውንድ) ዘሎ ክቢ ናብ ልዕሊ ፕሮግራምካ ኣንቀሳቅሶ። ብድሕሪኡ ብድሕሪ እቲ ሰብ ክኾን እዩ።
ዝደለኻዮ ፊልም ስራሕ። ክትድህስሶም እትኽእል ብዙሓት ሓደሽቲ ሳናዱቅ ኣለውኻ።
ካልኦት ሰባት ዝሰኣልዎ ንምርኣይ 'መጠራቀሚ ርአ' ዝብል ተጠቀም። ዝኾነ ደስ በሃሊ ነገር እንተስኢልካ፣ ንምሕታም 'ናም መጠራቀሚ ልኣኽ' ዝብል ጠውቅ።