ሳንዱቅ ጨዋታ : ፊልም   4 10

   
time = 0 50 50 10 50 50 10 10 40 40 60 60 1 1 1
ፊልም
ሕብሪ
ሒሳብ
እንኳዕ ደስ በለካ!

  
እዚ ደረጃ ብጣዕሚ ከቢድ እዩ። ናብ ቀፃሊ ደረጃ ዶ ክትዘልል ትደሊ? ድሓር ተመሊስካ ክትመፅእ ትክእል ኢኻ።
እቲ ብድሕሪት (ብክግራውንድ) ዘሎ ክቢ ናብ ልዕሊ ፕሮግራምካ ኣንቀሳቅሶ። ብድሕሪኡ ብድሕሪ እቲ ሰብ ክኾን እዩ።
ኣብ ዝሓለፈ ደረጃ ዝተምሃርካዮ ብምጥቃም መስቀለኛ ዝሰርሑ ኣእጋር ስራሕ።