እዚ ደረጃ ብጣዕሚ ከቢድ እዩ። ናብ ቀፃሊ ደረጃ ዶ ክትዘልል ትደሊ? ድሓር ተመሊስካ ክትመፅእ ትክእል ኢኻ።
መልስኻ ይሰርሕ 'ዩ፤ ግን ክተመሓይሽ ትኽእል ኢኻ። ዝደጋገሙ ኮዳት ንምቅናስ ፋንክሽናት ተጠቀም።
ኣብ ሕድሕድ ጀማሪ ሳንዱቅ ካልእ መሳርሒ እንተተጠቂምካ ሙዚቃኻ ዝበለፀ ክኾን እዩ።
ዝደለኻዮ ነገር ስራሕ። ክትድህስሶም ብጣዕሚ ብዙሓት ሓደሽቲ ሳናዱቅ ተዋሂቦምካ ኣለዉ። ተዘናጋዕ!
ካልኦት ሰባት ዝሰርሕዎ ንምርኣይ 'መጠራቀሚ ርአ' ዝብል መልጎም ተጠቀም። ደስ ዝብል ነገር እንተሰሪሕካ፣ ንምሕታም'ናም መጠራቀሚ ልኣኽ' ዝብል መልጎም ተጠቀም።