ሳንዱቅ ጨዋታ : ሙዚቃ   2 10

   
0.25 7
ሙዚቃ
ፋንክሽናት
ክጥወቅ ከሎ
እንኳዕ ደስ በለካ!

  
እዚ ደረጃ ብጣዕሚ ከቢድ እዩ። ናብ ቀፃሊ ደረጃ ዶ ክትዘልል ትደሊ? ድሓር ተመሊስካ ክትመፅእ ትክእል ኢኻ።
መልስኻ ይሰርሕ 'ዩ፤ ግን ክተመሓይሽ ትኽእል ኢኻ። ዝደጋገሙ ኮዳት ንምቅናስ ፋንክሽናት ተጠቀም።
ኣብ ሕድሕድ ጀማሪ ሳንዱቅ ካልእ መሳርሒ እንተተጠቂምካ ሙዚቃኻ ዝበለፀ ክኾን እዩ።
'ፋንክሽን' ሳናዱቅ ብሓደ ክትእክቦምን ካብ ሓደ ግዜ ንላዕሊ ክተኺዶምን የኽእል።
እቶም ናይ መጀመርታ ኣርባዕተ ኖታታት ፍሬር ጃክ እትጫወት ፋንክሽን ስራሕ። እታ ፋንክሽን ክልተሻዕ ኣኺዳ። ካልኦት ሓደሽቲ ሳናዱቅ ኣይትወስኽ።