እዚ ደረጃ ብጣዕሚ ከቢድ እዩ። ናብ ቀፃሊ ደረጃ ዶ ክትዘልል ትደሊ? ድሓር ተመሊስካ ክትመፅእ ትክእል ኢኻ።
መልስኻ ይሰርሕ 'ዩ፤ ግን ክተመሓይሽ ትኽእል ኢኻ። ዝደጋገሙ ኮዳት ንምቅናስ ፋንክሽናት ተጠቀም።
ኣብ ሕድሕድ ጀማሪ ሳንዱቅ ካልእ መሳርሒ እንተተጠቂምካ ሙዚቃኻ ዝበለፀ ክኾን እዩ።
ሕድሕዶም ፍሬር ጃክ ክልተ ግዜ ዝጫወቱ ኣርባዕተ ጀማሪ ሳናዱቅ ስራሕ። ትኽክለኛ ቁፅሪ መደንጎይ ሳናዱቅ ወስኽ።