ሳንዱቅ ጨዋታ : ቃላይ መምህር   5 10

   
ተጫዋቲ
 
ተወዛዋዚ (ፔንዱለም)
 
0 70 0
ቃላይ
ሎጂክ
ኣዝዋሪታት
ሒሳብ
0°70cannon(,);
እንኳዕ ደስ በለካ!

  
መልስኻ ይሰርሕ 'ዩ ግን ክተማሓይሽ ትኽእል ኢኻ። 'ዳህስስ' ዝብል ብምጥቃም እቲ መድፍዕ ክሳብ ክንደይ ርሕቀት ክበፅሕ ከምዝኽእል ምፍላጥ ይከኣል።
እዚ ተቃዋሚ እዚ ንቅድሚትን ንድሕሪትን እናተንቀሳቀሰ ንምውቅዑ ኣፀጋሚ ይገብር። 'ዳህስስ' ዝብል መግለፂ በቲ ዝተገለፀ ኣንፈት ዘሎ ትኽክለኛ ርሕቀት ተቃዋሚ ይምልስ።

0 ° scan ( )

እዚ ርሕቀት እዚ 'መድፍዕ' ዝብል ትእዛዝ ተኲሱ ብትኽክል ከብፅሖ ዘለዎ እዩ።