እዚ ደረጃ ብጣዕሚ ከቢድ እዩ። ናብ ቀፃሊ ደረጃ ዶ ክትዘልል ትደሊ? ድሓር ተመሊስካ ክትመፅእ ትክእል ኢኻ።
ዝደለኻዩ ነገር ስኣል። ክትድህስሶም መዓት ሓደሽቲ ሳናዱቅ ተዋሂቦምካ ኣለው። ተዘናጋዕ!
ካልኦት ሰባት ዝሰኣልዎ ንምርኣይ 'መጠራቀሚ ርአ' ዝብል ተጠቀም። ዝኾነ ደስ በሃሊ ነገር እንተስኢልካ፣ ንምሕታም 'ናም መጠራቀሚ ልኣኽ' ዝብል ጠውቅ።
መልስኻ ይሰርሕ 'ዩ፤ ግን ክተማሓይሽ ትኽእል ኢኻ።